ፈላመይቲ መጽሓፍ ፍሉጥ ደራሲ ደበሳይ ወልዱ ተመሪቓ
- ተወልደ ወልደገብረኤል
ህቡብ ደራሲ ፊልምን ድራማን ደበሳይ ወልዱ ዝጸሓፋ ፈላመይቲ መጽሓፍ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተመሪቓ `ላ። ደበሳይ ወልዱ ናብ ምጽሓፍ ቀይርዋ ዘሎ ፡ እታ ኣብ 2001 ብመልክዕ ሬድዮ ድራማ ትፍለጥን ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ዝነበራን `ወይዘሮ ትዕበ` ትብል ድራማ`ያ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ