ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣህጉራዉያን ሃገራውያንን ትካላት ሕትመት ስርሓቶም ዘቕረብሉ ምርኢት ንባብ ኣብ ከተማ ኣስመራ ተኸፊቱ


ኣብ ኣስመራ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኸፍተ ኤምባሲ ኣሜሪካ ዝርከቦም ኣህጉራዉያን ሃገራውያንን ትካላትን ውልቀሰባትን ሕትመታቶም ንህዝቢ ዘቕረብሉ ምርኢት ንባብ ይቕጽል ኣሎ ።

በጻሕቲ ብፍላይ ከኣ ተማሃሮ፡ ዝተፈላለዩ መጸሓፍትን ሓበረታትን ብናጻ ኣብ ተለፎናቶምን ታብለታቶምን ጽዒኖም ገዝኦም ከይዶም ክጥቀምሉ ዕድል ተኸፊትሎም ኔሩ።

ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ `ውን ምስ ባህሊ ኣሜሪካን ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳትን ከምኡ`ውን ዕድላት ስራሕ ዝምልከት ምርኢታት ኣቕሪቡ ቤሩ።

ኣብ`ቲ ኣብ ኤክስፖ ዝተኻየደ ምርኢት መጻሕፍቲ ተረኺቡ ዝተፈላለዩ ሰባት ብምዝርራብ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG