ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ጥዕና ኣዕጽምቲ ምስ ክኢላ ዶ/ር ደምሳስ ሃብቱ
ኣዕፅምቲ ደቂ ሰባት ብዘርኢ ብዝመሓላለፍ ሕማማትን ብምድፋእ ዕድመን ብጉድለት ኣመጋግባን ካልኦትን ክህሰ ይኽእል’ዩ። ነዚ ብዝምልከት ንክኢላ ኣዕፅምቲ ንዶ/ር ደምሳስ ሃብቱ ደምሳስ ካብ ዊንፔግ ካናዳኣዘራሪብናዮም ኣለና።
ቅጥዒ