WASHINGTON, DC —
ቦሎኛ ፎረም ዝበሃል አብ ኤርትራ ለውጢ ንክመጽእ ዝሰርሕ ምትእኽኻብ ሎሚ ቅነ አብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ አኼባ አካይዱ ነይሩ።
ቦሎኛ ፎረም አብ ኤርትራ ዝመጽእ ለውጢ ዘላቂ ሰላም መታን ክመጽእ ካብ ውሸጢ ሃገር ዝመጽእን ሰላማዊን ዘይጎነጻዊን ክከውን አለዎ ዝብል መርገጺ ዘለዎ ምትእኽካብ ዩ።
ንክልተ ካብ አዳለውቲ አዘራሪብና ሎና ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ብምጥዋቅ ምስማዕ ይኸአል።