ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ፈስቲቫል ቦለኛ 2014፡ ልዕሊ 10 ሺሕ ህዝቢ ንጽበ`ለና ይብሉ ኣወሃሃድቲ


Bologna-40th
Bologna-40th

40 ዓመት ዝኽሪ ፈስቲቫል ቦለኛ ኣብ መጀመርያ ሰሙን ወርሒ ሓምለ ክካየድ`ዩ


ዋና ጸሓፊ ኣወሃሃዲ መደብ ኣቶ ግርማይ ሃብተሚካኤል፡ ኣብ ኤውሮጳ እቲ ዝሓየለ ኮሚኒቲ ኣለና ኢሉ።
“ቅድሚ ሓርነት ኣብ ቦለኛ ተጠርኒፍና ኣብ ዓመት ንራኸብ ኔርና፡ ሕጂ ድሕሪ 40 ዓመት ተጠርኒፍና ብሓደ ክንገብሮ ኸለና ድማ …ናይቲ ኣብ ሃገር ዝሃንጽን ዝከላኸልን ዘሎ ኣካል ምዃና ብግብሪ ነረጋግጸሉ`ዩ”.
ሆቴላት ቦለኛ ድሮ መሊኡ፡ ንኣሸሓት መሕደሪ ዝኸውን ኣማኢት ቴንዳታት ኣዳሊና`ለና ይብል።

ኢጣልያዊ መሓዛ ኤርትራ ጃርማኮ ሩሶ ብወገኑ፡ ቅድሚ 40 ዓመት ዝነበረ ደገፍ ህዝቢ ኢጣልያ ሎሚ`ውን ኣሎ ኢሉ። “ ኣብ እዋን ቦለኛ ዝነበረ ሓድነት ህዝቢ ክትገልጾ ዘጸግም`ዩ”

ምስ ክሊቲኦም ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ
Bologna-40th-Anniversary
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:49 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG