ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ናይጀሪያ ምስ ቦኮ ሓራም ርክብ ይፈጥር ከምዘሎ ገሊጹ


መንግስቲ ናይጀሪያ ኣብ 2014 ካብ ዝተጨውያ ኣስታት 50 ዝኾና ኣዋልድ ተምሃሮ ቺቦክ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዩቲዩብ ቪዲዮ ምስ ተዘርግሐ ምስ ቦኮ ሓራም ርክብ ይፈጥር ከምዘሎ ገሊጹ።

እቲ ናይ 11 ደቓይቕ ቪዲዮ እተን ድኻም ዝርኣየን፣ጨጉረን ዝተሸፈናን ዓሰርተታት መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ድሕሪት ሓደ ወታደራዊ ክዳን ዝተኸደነ ሰብ ኮፍ ኢለን ይርኣያ።

ኣብቲ ቪዲዮ ዝዛረብ ሰብ መንግስቲ ናይጀሪያ ኣብ ኣቡጃ፣ሌጎስን ማይድጉሪን ዝሓዞም ሰባት ክፍተሕ ይፅውዕ።

ቦኮ ሓራም ቅድሚ ሎሚ እውን ተመሳሳሊ ሕቶ ኣቕሪቡ ነይሩ።ስለ ኣዋልድ ቺቦክ ክብሃል መንግስቲ ናይጀሪያ ምስቲ ጉጅለ ክላዘብ ኣለዎ ይብሉ ተዓዘብቲ።

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG