አዲስ አበባ —
ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኣብ ዓሌት ዝተመስረተ ፈደራሊዝም ናብ ዘይተደልየ ህልቂት ሓድሕድ ኣትያ’ላ ክብሉ መኢኣድን ሰማያዊ ፓርትን ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺኦም።
ክልቲኦም ተቓወምቲ ፓርትታት ንመንግስቲ ብሸለልትነት ኸሲሶም አለው።
መንግስቲ ብወገኑ እቲ ጌጋ ካብ ፈደራላዊ ስርዓት ዘይኮነስ እቲ ስርዓት ካብ ዝሓቖፎም ሓይልታት ዝመጽእ ኣመለኻኽታ እዩ ይብል።