ልግሲ ደም መቐለ
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብዚ ሕዚ እዋን ቁፅሪ ለገስቲ ደም ይንኪ ስለዘሎ ደም ዘድልዮም ተሓከምቲ ካብ ስድራኦም ደም ክትክኡ ብምግባር እዩ ዝወሃብ ዘሎ ክብል ባንኪ ደም መቐለ ይገልጽ። ነዚ ብምርዳእ ሕብረተሰብ ደም ክልግስ እቲ ትካል ፀዊዑ'ሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ