ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ልግሲ ደም ኣስመራ
ትማሊ ረቡዕ 14 ሰነ ዓለማዊ መዓልቲ ልግሲ ደም’ዩ። ነዚ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ሃገራዊ ባንክ ደም ኤርትራ፡ ካብ ስድራቤታት ንዝልገስ ደም ብምጉዳል ምሉእ ብምሉእ ካብ ስሩዓት ለገስቲ ደም ንምቕጻል ሓሊኑ ይሰርሕ ምህላው ተገሊጹ'ሎ።
ቅጥዒ