ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ምስ ልዑል ስዑዲ ዓረብ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም


ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ምስ ልዑል ስዑዲ ዓረብ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ትማሊ ሰሉስ 7 ሰነ 2023 ስዑዲ ዓረብ ኣትዮም። ብሊንከን ኣብዚ ዑደቶም ነቲ ኣብ መንጎ ሪያድን ዋሽንግተንን ዘሎ ዝሓርፈፈ ዝምድና ብዝምልከት ንምዝታይ ምስ ልዑል መሓመድ ቤን ሳልማን ተራኺቦም'ለዉ።

XS
SM
MD
LG