ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ዘለነስኪ ምስ ሚ/ጉ/ወ ብሊንከን ኣብ መድረኽ ቁጠባ ስዊዘርላንድ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም


መድረኽ ቁጠባ ስዊዘርላንድ
መድረኽ ቁጠባ ስዊዘርላንድ

ፕረዚደንት ዩክሬን ዘለንስኪ ምስ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብሊንከን ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዳቮስ ተራኺቦም: ተዘራሪቦም።

ክልቲኦም ሰብ-መዚ ኣብቲ ኣብታ ሃገር ዝቓናዕ ዘሎ ዓመታዊ መድረኽ ቁጠባ ዝሳተፉ ዘለው ኮይኖም ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ፥ ሕብረት ኣውሮጳ፥ ቻይናን ሃገራት ማእከላይ ምብራቅን ከምዝርከቡ ተፈሊጡ'ሎ።

ዘለነስኪ ኣብቲ መድረኽ ንምምሕዳር ፕረዚደንት ባይደን ብምምስጋን ሃገሮም ኣብቲ ኣንጻር ሩስያ ተካይዶ ምክልኻል ኣብ ኣእምሮ እቶም ሰብ መዚ ንምስራጽ ከምዝሰርሑ ሓቢሮም ኣለው።።


ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ጃክ ሱለቫንን ውን ኣመሪካ ስዕረት ሩስያን ዓወት ዩክሬን ንምር ግ ጋጽ ከምት ሰርሕ ተዛሪቦም ኣለው።።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG