ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጃካርታ ርእሰ ከተማ ኢንዶነዥያ ዝተተኮሱ ነተጒቲ ህይወት ቐዚፎም

ዕጡቓት ጉጅለታት አብ ዋና ከተማ ኢንዶኖዥያ- ጃካርታ ነታጉ ተኩሶም ይብሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ካብቲ ቦታ ነዚ ተኸቲሉ ምስ ሓይልታት ፖሊስ ናይ ተኩሲ ልውውጥ ተካይዱ በዚ ድማ ሓሙሽተ ካብቶም ነቲ መጥቓዕቲ ዝፈጸሙ ሓውስኻ ሸውዓተ ሰባት ሞይቶም። ጉጅለ ዳዕሽ ነቲ መጥቓዕቲ ሓላፍነት ወሲዱ'ሎ።

XS
SM
MD
LG