No media source currently available
ወርሒ የካቲት ኣብ ኣመሪካ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ታሪኽ፡ባህሊን ልምዲን ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ዝዝኸረሉ ወርሒ'ዩ። እዚ ወርሒ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዝተወደቡ ዝኽርታት ሓደ ምዃኑ ይግለጽ።