ቢዘን- ፋውንደሽን ንትምህርትን ስልጠናን
- ተወልደ ወልደገብረኤል
ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝመደበሩ ቢዘን- ፋውንደሽን ዝተባህለ ትካል፡ ካብ ትምህርቶም ንዝተጎናደቡ ኣባጽሕን ዓበይትን ናብ ሞያዊ መኣዲ ስራሕ ዝኣትውሉ ስልጠና ዝሓለፈ ሰሙን ሂቡ ኔሩ። ኣብ ኣመሪካ ዘሎ ናይ ትምህርትን ስልጠናን ዕድላት ተጠቒምካ፡ ብሓጺር ኮርሳት ናብ ሞያዊ ስራሕ ክትዋፈር ከም ትኽእል `ውን ኣብቲ ዓውደ-መጽናዕቲ ዝተሳተፉ ምሁራትን ሞያተኛታትን የካፍሉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ