ሰሎሞን ገብረኪዳን ምስ ኤች ኣይ ቪ ዝነብር መንእሰይ እቲ ቫይረስ ኣብ ደሙ ካብ ዝኣቱ ድሮ 7 ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ።እንተኾነ ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ይርከብ።ንሱ ኣቦ-መንበር ማሕበር ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭ ዝኾነ ብድሆ'ውን'ዩ።
ዝኸበደ ጊዜ ኤይድስ ከምዝሓዞ ንዝፈልጥዎ ሰባት ዝገለፀሉ ጊዜ'ዩ ይብል
ተወሳኺ
-
02/06/2023
ግብሪን ክልስ-ሓሳብን ብሓደ
-
02/06/2023
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣድልዎ ይኽሰስ