ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ባይደን ምስ ፕረ. ዢ ተራኺቦም ክዘራረቡ'ዮም


ፕረ. ባይደን ምስ ፕረ. ዢ ተራኺቦም ክዘራረቡ'ዮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:55 0:00

ፕረ. ባይደን ምስ ፕረ. ዢ ተራኺቦም ክዘራረቡ'ዮም

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕረዚደንት ቻይና ዢ ጂፒንግን፣ ጽባሕ ረቡዕ 16 ሕዳር 2023 ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሳን ፍራንቸስኮ ዝርከብ ታሪኻዊ ስፍራ ፊሎሊ ንኣስታት ኣርባዕተ ሰዓታት ተራኺቦም ክዘራረቡ እዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ዝዘራረቡሎም ኣጀንዳታት፣ ክልተኣዊን ዓለም ኻዊን ጉዳያት ከምዝኾኑ ናብ’ቲ መደብ ቅርበት ዘለዎም ምንጭታት ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጾም። እቲ ገጽ ንገጽ ዝካየድ ልዝብ እቶም ፕረዚደንታት ጎኒ ጎኒ እቲ ኣብ ሳን ፍራንቸስኮ ዝጋባእ ዘሎ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝ ሃገራት ኤስያ ፓሲፊክ እዩ ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG