ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምውናን ብረት ኣብ ምርጫ ኣመሪካ -- ቀጻሊ ኣዘራራቢ ዛዕባ


ምውናን ብረት ኣብ ምርጫ ኣመሪካ -- ቀጻሊ ኣዘራራቢ ዛዕባ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:57 0:00

ዋንነትን ተጠቃምነት ብረት ኣብ እዋን ፕረዚደነታዊ ምርጫ ኣመሪካ ወትሩ ካብ ዘዘራርቡ ዛዕባታት’ዮም። ጆ ባይደን ንኽልከላን ተሪር ምቍጽጻርን ኣጽዋር ዝጣበቕ ክኸውን እንከሎ፡ ዶናልድ ትራምፕ ግን እቲ ሓሳብ ኣንጻር ሕገ-መንግስቲ ኣመሪካ’ዩ ኢሉ ይምጕት። ነቲ ዘሎ ክትዕ መሊሱ ዘግደዶ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ወዲ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝዀነ ሃንተር ባይደን ብረት ንምግዛእ ብዛዕባ ዝሃቦ ጌጋ ምስክርነት ብቤት ፍርዲ በደለኛ ኰይኑ ድሕሪ ምፍርዱ’ዩ።

XS
SM
MD
LG