ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጆ ባይደን ኣብ ከተማ ከኖሻ ዊስከንሰን ዑደት ኣካይዶም

Joe Biden speaks about safely reopening schools amid the COVID-19 pandemic, in Wauwatosa, Wis., Sept. 3, 2020. The campaign stop was part of his trip to Wisconsin to discuss U.S. racial tensions in the wake of a Black man's shooting by police in Kenosha.

ፕሬዝዳንታዊ ሕፁይ ዴሞክራቲክ ፓርቲ ጆ ባይደን ፖሊስ ንሓደ ኣፍሪካዊያ ኣሜሪካዊ ብድሕሪት ቶኪሱ ድሕሪ ምቑሳሉ ኣዕናዊ ተቓውሞታትን ከቢድ ህውከትን ኣብ ዝተኸሰተላ ከተማ ከኖሻ ዊስከንሰን ትማሊ ሓሙስ ዑደት ኣካይዶም።ፕሬዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብታ ከተማ ዑደት ብምክያድ ምስ መራሕቲ ንግዲ ተራኺቦም መልእኽቲ ሕግን ስርዓትን ኣፅንኦት ድሕሪ ምሃቦም ድሕሪ ማዕልታት ኣብታ ከተማ ዝበፅሑ ባይደን ምስ ስድራ ናይቲ ግዳይ ብምርኻብ ዕርቅን ምርግጋእን ፀዊእዖም ኣለው።

ዘይማዕርነት ዘርኢ ዝንኪ መደባት ቁጠባ፣ትምህርትትን እግሪ ምትካልን ከምዝፍፅሙ ኣብቲ ናይ ትማሊ ሓሙስ ዑደቶም ኣስሚሮምሉ ኣለው ጆ ባይደን።

XS
SM
MD
LG