ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ መደረ ፕረ. ባይደን -- ን”ሓድሽ ድምጺ” ዝጽበዮ ብድሆ እንታይ ይመስል?


ድሕሪ መደረ ፕረ. ባይደን -- ን”ሓድሽ ድምጺ” ዝጽበዮ ብድሆ እንታይ ይመስል?
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:15 0:00

ድሕሪ መደረ ፕረ. ባይደን -- ን”ሓድሽ ድምጺ” ዝጽበዮ ብድሆ እንታይ ይመስል?

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ካብ ውድድር ፕረዚደንታዊ ምርጫ ድሕሪ ምስሓቡን ንካማላ ሃሪስ ንሰልፊ ደሞክራሲያዊያን ወኪላ ክትወዳደር ድሕሪ ምርቋሑን ረቡዕ ምሸት ካብ ቤተ መንግስቲ ቃል ኣስሚዑ። ወዲ 81 ዓመት ባይደን ድሕሪ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ካብ ቀረብቱን ኣባላት ሰልፊ ደሞክራሲያውያንን ከቢድ ጸቕጢ’ዩ ክገጥሞ ጸኒሑ። ብኣካይዳ ባይደን ዘይተሓጎሱ ሓያሎ ለገስቲ ንውድድር’ውን ድጋፎም ከም ዘይቅጽሉ ክገልጹ ጸኒሖም’ዮም። ድሕሪ ናይ ረቡዕ ምሸት--ንድሕነት ደሞክራሲን ኣመሪካን ንሓድሽ ወለዶ ስልጣን ምስግጋር” ንዝበሉዎ መደረ እምበኣር ብሕጂ ዘሎ ጉዕዞ ዝምልከት ትንታነ ይስዕብ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG