ድሕሪ መደረ ፕረ. ባይደን -- ን”ሓድሽ ድምጺ” ዝጽበዮ ብድሆ እንታይ ይመስል?
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ካብ ውድድር ፕረዚደንታዊ ምርጫ ድሕሪ ምስሓቡን ንካማላ ሃሪስ ንሰልፊ ደሞክራሲያዊያን ወኪላ ክትወዳደር ድሕሪ ምርቋሑን ረቡዕ ምሸት ካብ ቤተ መንግስቲ ቃል ኣስሚዑ። ወዲ 81 ዓመት ባይደን ድሕሪ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ካብ ቀረብቱን ኣባላት ሰልፊ ደሞክራሲያውያንን ከቢድ ጸቕጢ’ዩ ክገጥሞ ጸኒሑ። ብኣካይዳ ባይደን ዘይተሓጎሱ ሓያሎ ለገስቲ ንውድድር’ውን ድጋፎም ከም ዘይቅጽሉ ክገልጹ ጸኒሖም’ዮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ