ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባይደንን ነታንያሁን ኣብ ጉዳይ ኲናት ቓዛን ምቁራፅ ተፃብኦን ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም


ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ምኽትል ፕረዚደንት ካምላ ሃሪስን ትማሊ ሓሙስ ነንበይኖም ምስ ቀዳማይ ሚንስተር እስራኤል ኣብ ዋይት ሃዉስ ተራኺቦም። እዚ ዝኸውን ዘሎ ኣብ ቓዛ ንዘሎ ተኣፋፊ ኩነታት ምስ ኣብ ፖለቲካ ኣመሪካ ምስ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ህሞት ኣብ ዝተጋጨውሉ እዋን እዩ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ቤንያሚን ነታንያሁ ሎሚ ዓርቢ ምስ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ክራኸቡ'ውን መደብ ኣለዎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG