ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወፍሪ ምርጫ ፕረ.ባይደንን ፖሊስታት ውሽጢ ሃገርን 


ወፍሪ ምርጫ ፕረ.ባይደንን ፖሊስታት ውሽጢ ሃገርን 
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:36 0:00

ወፍሪ ምርጫ ፕረ.ባይደንን ፖሊስታት ውሽጢ ሃገርን 

ፕረዚደንት ባይደን ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዝግበር ናይ ምርጫ ግጥም ስለ ናይዛ ሃገር "ህላወ’’ እዩ ክብሉ ገሊፆምዎ። ማእኸል ወፍሪ ፕረዚደንት ባይደን ሓደጋታት ዲሞክራሲ፣ ምንፃል ጥንሲ ናይ ምርካብ መሰልን ኣብ ቁጠባ ዘመዝገብዎ ዓወትን እዮም።

እዋን ምርጫ እናተቓረበ ይኸይድ ኣብ ዘሎ ሕጂ እዋን ፕረዚደንት ጆ ባይደን ስራሕ ብዝፈጥሩ ሕግታቶም፣ ጥንሲ ናይ ምንፃል መሰላት ንምክልኻል ፃዕርታት ምግባሮም፣ ኣብ ምውሓስ ድሕነት ዕጥቒ ብረትን ንዴሞክራሲ ንምክልኻል ብምስርሖምን ናብርኦም ከም ዘመሓየሸሎም ንመረፅቲ ንምእማን ይፍትኑ ኣለው።

ፕረ.ባይደን ምስ መረፅቲ ክራኸቡ ከለው ኣብ ሓደ ግዜ ብዙሓት መልእኽትታት ናይ ምሕላፍ ኣገባብ ይጥቀሙ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG