ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወፍሪ ምርጫ ፕረ. ባይደንን ኣቐዲሙ ዝነበረ ፖሊሲ ኢምግሬሽን ምፍልላይ ስድራቤታትን

ወፍሪ ምርጫ ፕረ. ባይደንን ኣቐዲሙ ዝነበረ ፖሊሲ ኢምግሬሽን ምፍልላይ ስድራቤታትን
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:15 0:00

ወፍሪ ምርጫ ፕረ. ባይደንን ኣቐዲሙ ዝነበረ ፖሊሲ ኢምግሬሽን ምፍልላይ ስድራቤታትን

ወፍሪ ዳግማይ ምርጫ ፕረዚደንት ባይደን ብዛዕባ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዶብ ኣመሪካን ሜክሲኮን ዝነበሮም ኣከራኻሪ ፖሊሲ ምፍልላይ ስድራቤታት ንምዝኽኻር ንተወላዶ ደቡብ ኣመሪካ መረፅቲ ዕላማ ዝገበረ ዲጂታላዊ መለዓዐሊ ጀሚሩ።

ኢሚግረሽን ኣብ ኣእምሮ እቶም መረፅቲ ከምዘሎ ኣብ ግምት ብምእታው ወፍሪ ምርጫ ባይደን ፖሊስታት ምምሕዳር ትራምፕ ንምዝኽኻር ፃዕርታቱ ኣሐይሉ ኣሎ።

"በትን’’ ዝብል ሽም ዝተውሃቦ ናይ ሓምሳ ሰኬንድ መፋለጢ መደብ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ፀረ- ስጀተኛታት ዝሃቡዎም ርእይቶታት ኣስዒቦም ዝበኽዩ ህፃውንቲ የርኢ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG