ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

▶ፕረ. ባይደን ምስ ፕረ. ዢ ጂፒንግ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም


▶ፕረ. ባይደን ምስ ፕረ. ዢ ጂፒንግ ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:48 0:00

ካብ ሳን ፍራንሲስኮ ካሊፎርንያ ውጽእ ኢሉ ኣብ ዝርከብ ቦታ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ መራሕቲ ኤስያ-ፓሲፊክ፡ ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ፕረዚደንት ቻይና ሺ ጂፒንግን ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም። ንጂንፒንግ ሕጂ `ውን ከም ውልቀ-መላኺ ከም ዝርእይዎ ዝገለጹ ፕረ.ባይደን፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ብርክት ዝበሉ ጉዳያት ከም ዝተሰማምዑ ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG