ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ሓይሊ ወታሃደራዊ መዳይ ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዙ

ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ሓይሊ ወታሃደራዊ መዳይ ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:44 0:00

ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ሓይሊ ወታሃደራዊ መዳይ ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዙ

ፕረዚደንታዊ ሕፁያት ኣመሪካ ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ኣመሪካ ሓያል ሰራዊት የድልያ እዩ ኢሎም። ፕረዚደንት ባይደን ሰራዊት ኣመሪካ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድልዱል እዩ ክብሉ ከለው ትራምፕ ግን ንሶም ፕረዚደንት ኣብ ዝነበርሉ ዝሃነፅዎ ሰራዊት ኣመሪካ ብምምሕዳር ፕረዚደንት ባይደን ተዳኺሙ'ዩ ክብሉ ይገልፁ።

ፕረዚደንት ባይደን ንተመረቕቲ ወታሃደራዊ ኣካዳሚ ዝሓለፈ ቐዳምኣብ ዘምስዕዎ መደረ ኣመሪካ ንወታሃደራታ ኣብ ዝተፈላልየ ቦታታት ኣብ ሓደ እዋን ብዙሕ ዝተፈላለዩ ነገራት ክፍፅሙ ሓቲታ ኣይትፈልጥን እያ ኢሎም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG