ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መዘከር ጋዜጠኛ ብርሃነ ገብረትንሳኤ -- ሚ/ር በራኺ፡ ቢተወደድን ካልእን


መዘከር ጋዜጠኛ ብርሃነ ገብረትንሳኤ -- ሚ/ር በራኺ፡ ቢተወደድን ካልእን
please wait

No media source currently available

0:00 0:21:02 0:00

መዘከር ጋዜጠኛ ብርሃነ ገብረትንሳኤ -- ሚ/ር በራኺ፡ ቢተወደድን ካልእን

ነባር ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ብርሃነ ገብረትሳኤ፡ ካብ 2001 ኣትሒዙ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ’ዩ ዝነብር ዘሎ። ኣብ 2022 “ቅናት” እትብል፡ ንኣበርክቶ ደቀንስትዮ እትገልጽ መጽሓፍ ዘሕተመ ብርሃነ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ድማ “ብርሃን ኣብ ጸልማት” እትብል ዓባይ መዘከር የሕቲሙ ኣሎ። መጽሓፍ “ብርሃን ኣብ ጸልማት፡” ነቲ ካብ ኣዝዮም ስኡናት ግን ከኣ ምሉእ ፍቕሪ ዝለገሱ ስድራቤት ተወሊዱ፣ ብንእሽቶኡ ንሜዳ ከይዱ ኣብ ሓያሎ ውረድ-ደይብ ጉዕዞ ናይ ቀረባ ተሳታፊ ዝነበረ ጋዜጠኛ ብርሃነ ውልቃዊ መዝገብ’ያ።

እዛ መጽሓፍ፡ ደራሲ ጋዜጠኛ ኰይኑ ኣብ ግንባር ኣብ ዝነበረሉ ምስ ናይቲ እዋን ሚኒስተር ዜና ኣቶ በራኺ ገብረስላሴ ዝተጸሓሓፉዎ ሓያሎ ደብዳበታት’ውን ኣካቲታ ኣላ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG