ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ናይ መወዳእታ መገሻ እዋን ፕረዚደንቶም ይፍጽሙ ኣለው


ፕረዚደንት በራክ ኦባማ
ፕረዚደንት በራክ ኦባማ

'ንሓደ ወሳኒ መልእኽቲ ሒዞም ነዚ ዑደት ከምዝጀመሩ' ይገልጹ ፕረዚደንት በራክ ኦባማ።

ፕረዚደንት ኦባም ኣብ ጽባሕ ምርጫ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዘካየድዎ ዑደት 'ተመራጺ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ንቀንዲ ስትራተጂካዊ ዝምድናታት ክቅጽልሉ'ዮም' ኢሎም።

ትራምፕ ኣብ እዋን ወፍሪ ምረጹኒ 'ገለ ሃገራት ካብ ኣሜሪካ ዝያዳ ከለላ ንክረኽባ ዝያዳ ክኸፍላ ኣለወን' ከምዝበሉ ዝዝከር'ዩ። እዚ ኣባሃህላ'ዚ ድማ ንኣባላት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ ኣሰንቢድወን'ዩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:10 0:00

XS
SM
MD
LG