ፃውዒት ሓገዝ ንመወከሲ ሆስፒታል ዓይደር
ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓበየ ትካል ጥዕና ዝኾነ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር፡ ብሰንኪ ኲናት ካብ ሓያሎ ዝህቦ ዝነበረ ኣገልግሎት ድሕሪ ምብኳሩ፡ ብገለ ግዱሳት ዝተበገሰ “ዓይደር ነድሕን” ዝብል ወፍሪ ምትኽኻብ ሓገዝ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሆስፒታል ድሕሪ ስምምዕ ተጻብኦታት መጠናዊ ምምሕያሽን ቀረባት መድሃኒት ይርከብ ምህላዉ ሰብ-መዚ ይገልፁ። እንተዀነ ምስቲ ካልእ ተደራራቢ ማሕበራዊ ፀገማት፡ ናብቲ ዝነበሮ ብርኪ ንምምላሱ ከቢድ’ዩ ኮይኑ ከምዘሎ'ውን ይግለጽ'ሎ።
ኢፒሶዳት
-
ለካቲት 11, 2025
ዩክሬንን ሩስያን ንመደብር ጸዓት ሓድሕደን የጥቅዓ
-
ለካቲት 10, 2025
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቤት ትምህርቲ ሰብኣውነት ከፊቱ
-
ለካቲት 07, 2025
መብርሂ ክሪፕቶካርንሲ -- ብዓይኒ ክኢላ ቴክኖሎጂ
-
ለካቲት 07, 2025
መቐለ - ኣብ ስርሓት ሓጺን ዝተዋፈሩ ዝበጽሖም ኣድልዎን ስደትን ይገልጹ
-
ለካቲት 06, 2025
ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን
-
ለካቲት 05, 2025
ትልሚ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ፕረ. ትራምፕ ተቓውሞ ይገጥሞ