ኣብ ኣክሱም ትማሊን ሎሚን ክካየድ ዝዋዓለ ሃገራዊ ዋዕላ ኤይድስ ብምኽንያት ህዳር-ፅዮን ንዝገየሹ ምእመናን'ውን መልእክቲ ንምብፃሕ ዓሊሙ ምስላጡ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና'ታ ከተማ ኣቶ ካሕሳይ ዘሚካኤል ገሊፆም።
ናይ ሎም-ዘበን በዓል ኤይድስ ኣብ ትሕቲ ኩሉ-ሓቆፍ ምብፃሕን ሰብኣዊ መሰላትን ዝብል ጭርሖ'ዩ ተሰላሲሉ።
ነቲ ቃለ-መሕትት ካብ ዜና ስዒቡ ኣብ ዘሎ ናይ ረቡዕ ፈነወና ተኸታተሉዎ
ፕረዚደንት ኢትዮጵያን ዳይረክተር ምቁፅፃአ ኤይድስ ሕ/ሃ'ውን ተረኺቦም