ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣዒንቲ ጸገንቲ ዝጥምት ዘሎ ሓወልቲ ኣኽሱም


ኣዒንቲ ጸገንቲ ዝጥምት ዘሎ ሓወልቲ ኣኽሱም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:09 0:00

ብትካል ባህሊን ቅርሲን ሕቡራት ሃገራት (ዩኔስኮ) ኣብ መዝገብ ዝሰፈረ ሓወልቲ ኣኽሱም፡ ብሰንኪ ኲናትን ካልእ ተፈጥሮኣዊ ክስተታትን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከም ዝርከብ መራሕቲ ጉዕዞን ተኸታተልቲ እቲ ሓወልታትን ይገልጹ። ንምጽጋን እቲ ሓወልታት ብናይ ደገ ትካላት ተስፋ ተዋሂቡዎን ናይ ምብጋስ ምንቅስቓሳት እኳ እንተጸንሐ፡ ዛጊት ግን ኣብ ተግባር ዝጀመረ ስራሕ የሎን።

XS
SM
MD
LG