ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ብኩራት 3 ሰሙናት -- ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ተመሃሮ ኣኽሱም ክምለሳ ይጽውዕ

ድሕሪ ብኩራት 3 ሰሙናት -- ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ተመሃሮ ኣኽሱም ክምለሳ ይጽውዕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00

ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ፡ ንጉዳይ’ተን ንዝሓለፈ ሰለስተ ሰሙናት ካብ ትምህርቲ በዂረን ኣለዋ ዝበለን ተመሃሮ ኣኽሱም፡ እቲ ብኣብያተ-ትምህርቲ ዝተነብረ ክልከላ ተኣልዩ ብቕልጡፍ ናብ ትምህርተን ክምለሳ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ጸዊዑ።

XS
SM
MD
LG