ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንግደት ኣኽሱም ፅዮን ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ብኵራቱ ብድምቀት ይኽበር


ንግደት ኣኽሱም ፅዮን ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ብኵራቱ ብድምቀት ይኽበር
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:59 0:00

ዓመታዊ ንግደት በዓል ኣክሱም ፅዮን ንሰለስተ ዓመታት በዂሩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ ዓርቢ 1 ታሕሳስ 2023 ብኣማኢት ኣሽሓት ምእመናን ኣብ ዝተረኽቡሉ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብዚ በዓል ንምስታፍ ካብ በበይኑ ቦታታት ኢትዮጵያ ዝመጽኡ ነጋድያን ተረኺቦም ነይሮም።

XS
SM
MD
LG