ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘’ልኣላውነትና ዴሞክራሲ በኢትዮጵያ’’ሓድሽ መፅሓፍ ብኣቶ ገብሩ ኣስራት


ናይ ቀደም ዋና ኣመሓዳሪ መንግስቲ ክልል ትግራይ፣ላዕለዋይ ብዓልስልጣን ኢህወዴግን ኣቦ መንበር ፓርቲ ዓረና ትግራይን ዝነበሩ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ‘’ልኣላዊነትና ዴሞክራሲ በኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መፅሓፍ ብኣምሓርኛ ፅሒፎም ኣለው።እዚ ኣርእስቲ እዚ ዝመርፅሉ ምኽንያት ልኡላውነት ኣብ ኢትዮጵያ ወሳኒ ጉዳይ ብምዃኑን ኣብ ልኡላውነት ሕዚ እውን ኣብ ምርድዳእ ስለዘይተበፅሐን እዩ ይብሉ።ኣብ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲ ከምዘየለ ዝገለፁ ኣቶ ገብሩ ኣስራት እቲ ሽግር ናብዚ ደረጃ ከመይ ከምዝበፅሐን መፍትሒ ሓሳባት ከምዘቕረቡ ይገልፁ።ንምሉእ ትሕዝቶ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:06:52 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG