ዕላል ምስ ኤርትራዊ ደራስን ኣላይንን ድራማን ፊልምን - መምህር ጠዓመ ኣረፋይነ


ዕላል ምስ ኤርትራዊ ደራስን ኣላይንን ድራማን ፊልምን - መምህር ጠዓመ ኣረፋይነ

No media source currently available

ኣይንፈላለ፡. ሕድሪ፡ ብርኩታን ካልእን ሓዊስካ ትሸዓተ ናይ መድረክ ድራማታትን፡ ምቁር መርዚ፡ መንገኛ፡ ስንክሳር ዝብሉ ዝርከብዎም 14 ፊልምታታን ንህዝቢ ዘቕረበን ካብዚኦም ን20 ዝደረሰን ዝኣለየን ስነ-ጥበበኛ እዩ።

​
XS
SM
MD
LG