ኣዲስ ኣበባ —
ሕብረት ኣፍሪቃ ፕሮግራማቱን ናይ ሰላም ተልእኾታትን ንምፍፃም ናይ ገንዘብ ፀገም የጋጥሞ ከምዘሎ ኣብ ሶማል ዘሎ ኩነታት ከም ኣብነት ብምጥቃስ ገሊፆም ኣለው።
መራሕቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ነቲ ሕብረት ብገንዘብ ንምድጋፍ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኪጋሊ ሩዋንዳ ኣብ ዘካየድዎ አኼባ’ዮም ነዚ ዝወሰኑ፡ ኹለን አባል ሃገራት ካብ ኣታዊአን ዝተወሰነ ምህርትታት 0.2 ሚእታዊት ቀረጽ ነቲ ሕብረት ከተ ኻኽባ እቲ ውሳነ ይሓትት።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።