ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪቃ -- ሕማም ዓሶ ንምጥፋእ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ትጠልብ


ኣፍሪቃ -- ሕማም ዓሶ ንምጥፋእ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ትጠልብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:28 0:00

ኣፍሪቃ -- ሕማም ዓሶ ንምጥፋእ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ትጠልብ

ሕማም ዓሶ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ መሊእካ ንምጥፋእ፣ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ከም ዘድሊ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፡ ኣብ ምዝዛም መበል 38 ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብዝሃቦ መግለፂ፡ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዝግበር ፃዕሪ ብሰንኪ ዋሕዲ ገንዘብ ይዕንቀፍ ምህላዉ ሓቢሩ። እቲ ኣብ ቀረባ እዋን፣ መንግስቲ ኣመሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቁራፅ ዘሕለፎ ውሳነ ድማ ነቲ ፀገም ዘጋድድ ከምዝኾነ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ ኣሎ። መንግስቲ ኣመሪካ ንምሕደራ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓድሽ ይፍትሾ ከም ዘሎ ይገልፅ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG