ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገምጋም ስምምዕ ፕሪቶሪያ ኣብ ባይታ


ገምጋም ስምምዕ ፕሪቶሪያ ኣብ ባይታ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:39 0:00

ገምጋም ስምምዕ ፕሪቶሪያ ኣብ ባይታ

ንትግባረ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ንምክትታል ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ክገብር ዝቐነየ ጕጅለ ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ተዋጋእቲ ሓይልታት ናብ ሲቪላዊ ናብራኦም ክምለሱን ተመዛበልቲ ድማ ናብ መንበሪኦም ዝምለሱሉ ኣገባብት ክቀላጠፍ ጸዊዑ። እቲ ጕጅለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ተመርኲሱ፡ ንተንተንቲን ዝምልከቶም ኣካላት እቲ ክልል ብምዝርራብ ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክታትል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG