ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መበል 38 ኣኼባ ሕ/ኣፍሪቃ ንምስታፍ መራሕቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ


ፕረ. ሶማልያ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ ዝተወስደ
ፕረ. ሶማልያ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ ዝተወስደ

ኣብ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንምስታፍ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ሎሚ ዓርቢ ጀሚሮም ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።

ፈላማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፡ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ብምርኻብ ኣብ ክልተኣዊ ምትሕባር፡ ዞባዊ ጸጥታን ምስጓም ሰላምን ኣመልኪቶም ምዝርራቦም ካብ ቤተ መንግስቲ ሶማሊያ ዝወጽአ ሓበሬታ የምልክት።

ኣኼባ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ጽባሕ ቀዳም’ዩ ብወግዒ ክጅምር።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG