ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘመተ ንብረትን ኣባይቲን ምፍንቃልን ኣብ ሽንፋእ ጎንደር


ኣስታት 400 ነበርቲ ሽንፋእ መተማ፣ ኣብ’ታ ከተማ ብጠንቂ ዝተፈጠረ ዕግርግር ካብ ኣባይቶም ተፈናቂሎም፣ ፌደራል ፖሊስ ሓለዋ ይገብረሎም ከምዘሎ ተፈሊጡ።

መብዛሕተኦም ተጋሩ ዝርከብዎም ካብ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ብሄረ-ሰባትን ኢትዮጵያ ዝኾኑ እቶም ኢትዮጵያዊያን፣ ናብ’ቲ ስፍራ ዕቁባ ዝተኣከቡ ኣብ ሞንጎ ቅማንትን ኣማሓራን ብጠንቂ ዝተወለዐ ህውከትን ስዒቡ ዝተፈፀመ ዘረፋ ኣባይትን ንብረትን’ዩ።

ብምክትል ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ፌደራላዊ መንግስቲን ክልልን ዝሓቆፈ ጉጅለ፣ ነቲ ግጭት ንምትህድዳእን ንዝተጎድኡ ንምርኣይን ኣብ ሽንፋእን ከባቢኡን ዑደት ፈፂሙ’ሎ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:12 0:00

XS
SM
MD
LG