ዋሽንግተን ዲሲ —
ካብ ቀዳሞት ተጋደልቲ ሕወሓት ሓደ ኣቶ ኣስገደ ገብረስላሰ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ እዋን “ ናይ መለስ ራእይ እንክፍተሽ” ዝብል ትርጉም ዝሓዘት ናይ ኣምሓርኛ መጽሓፍ ከምዘሕተመ ይፍለጥ። ዕላማ መጽሓፉ፡ ነታ ኣቐዲማ ብኢህወደግ ዝወጸት “ ራእይ መለስ ” ትብል መጽሄት ንምንቃፍ ምዃኑ ይገልጽ።
መምህር ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣቶ መሓሪ ዮውሃንስ ግን ምስ ርእይቶ ኣቶ ኣስገደ ኣይሰማማዕን።
ምሉእ ትሕዝቶ መወዳእታ ክፋል ናይ ክልቲኦም መጎተ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።