ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዝተኻየደ ውግእ 10 ሰባት ተቐቲሎም


ኣብ ሶማሊያ ማእኸላይ ዞባ ከባቢ ሙዱግ ኣብ መንጎ ኣል ሸባብን ዕጡቓት ነበርትን ብዝተኻየደ ሓዱሽ ውግእ እንተወሓደ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ መሳኻኽር ገሊፆም።

ነቲ ከባቢ ብኽፋል ዝተቆፃፀሩ ከቢድ ኣፅዋር ዝሓዙ ዕጡቓት ኣል ሸባብ ሎማዕንቲ ዓርቢ ምስ ነበርቲ ሻበሎ ተታዅሶም።በዝሒ ዝተቐተሉ10 ምብዝፅሑ ዘረጋገፁ ኣባል ቤት ምኽሪ ናይቲ ከባቢ ዓብዱልቃዲር ሰይድ ዓብዱል እቲ ኣሃዝ ካብኡ ንላዕሊ ክኸውን እዩ ኢሎም።መብዛሕቲኦም ዝተቐተሉ ነበርቲ ናይቲ ከባቢ ምዃኖም እውን ወሲኾም ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG