ዋሽንግተን —
ኣብ ጀርመን ከተማ ኮሎንን ካልኦት ከተማታትን ጀርመናዊያን ደቂ- ኣንስትዮ ኣብ እዋን ሓድሽ ዓመት ብዝተወደበ ጉጅለታት ስደተኛታት ተጠቂዓን ዝብሉ ጸብጻባት ምስ ተሰምዑ ቅልውላው ስደተኛታት ኣብ ኣውሮጳ ሓድሽ አንፈት ሒዙ'ሎ።
ሰበ-ስልጣን ሽወደን'ውን ተመሳሳሊ ብስደተኛታት ኣብ ልዕሊ ሽወደናዊያን ደቂ-ኣንስትዮ ተፈጺሙ ግን ተሓቢኡ ንዝብሉ ክስታት ምላሽ ክህብሉ ይሕተቱ'ለው።
ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኣውሮጳ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዘን ስደተኛታት ዘተአናግዳ መንግስታት ንስምዒታት ጸረ-ስደተኛታት ይቃለሳ'ለዋ።
ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።