ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንመምህርን ስነጥበባዊን ኣስረስ ተሰማ ዝዘከረ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ


መምህር ኣስረስ ተሰማ
መምህር ኣስረስ ተሰማ

‘መምህር ኣስረስ ካብ’ቲ ጠባዮ ጀሚርካ ህድእ ዝበለ፣መብዛሕትኡ ጊዜ ብእዋኑ ገዝኡ ዝኣቱ፣እሙን ምኻኑ ካኣ ኣብ ማሕበርና ዋና ፀሓፊን ተሓዚ ገንዘብን ገይርና ሓንሳብ ምሰደየብናዮ ኣውሪድናዮ ኣይንፈልጥን’ ይብል ተወልደ ረዳ።

መምህር ገ/ኪዳን ደስታ ብወገኖም ብዛዕባ መምህር ኣስረስ ክዛረቡ ከለው ‘ኣብ ሓደ መድረክ ኣብ ልዕሊ ቛንቛ ትግርኛ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ኣቅሪቦም።ፈትየዮም፣ብድሕሪኡ ኣይተፈላለናን’ ይብሉ።

መምህር ኣስረስ ተሰማ ኣብ መበል 81 ዓመቶም ቀዳም ዓሪፎም ሰንበት ኣብ መንደፈራ ኤርትራ ከምዝተቀብሩ ይዝከር።

please wait

No media source currently available

0:00 0:20:28 0:00

XS
SM
MD
LG