ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወግዒ ምስ ኣዝማሪኖ ሆፕ -- ኪንዮ ምድጋም ድምጺ


ወግዒ ምስ ኣዝማሪኖ ሆፕ -- ኪንዮ ምድጋም ድምጺ
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:42 0:00

ወግዒ ምስ ኣዝማሪኖ ሆፕ-ኪንዮ ምድጋም ድምጺ

ተስፋስላሴ ገብረኣነንያ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝያዳ በታ “ኣዝማሪኖ ሆፕ” እትብል መጸውዒ ስሙ’ዩ ዝፍለጥ። ቀዳማይ ዲግሪ ብስነ-ጽሑፍ ናይ ማስተርስ ትምህርቲ ድማ ብመሪሕነት ኮሚኒቲ ተማሂሩ። ኣዝማሪኖ ብሞያኡ ጋዜጠኛ ደኣ ይዅን እምበር፡ ናይ ካልኦት ሰባት ድምጺ ብምድጋምን ባህርያቶም ብምንጽብራቕን ፍሉይ ክእለት ኣለዎ። ኣዝማሪኖ ድምጺ ናይቶም ዝደግሞም ሰባት ጥራይ ዘይኰነስ እንኮላይ ባህርያቶምን ንሓደ ነገር ከመይ ክገልጽሉዎ ከም ዝኽእሉ እውን የርኢ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG