ወግዒ ምስ ኣዝማሪኖ ሆፕ -- ኪንዮ ምድጋም ድምጺ
ተስፋስላሴ ገብረኣነንያ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝያዳ በታ “ኣዝማሪኖ ሆፕ” እትብል መጸውዒ ስሙ’ዩ ዝፍለጥ። ቀዳማይ ዲግሪ ብስነ-ጽሑፍ ናይ ማስተርስ ትምህርቲ ድማ ብመሪሕነት ኮሚኒቲ ተማሂሩ። ኣዝማሪኖ ብሞያኡ ጋዜጠኛ ደኣ ይዅን እምበር፡ ናይ ካልኦት ሰባት ድምጺ ብምድጋምን ባህርያቶም ብምንጽብራቕን ፍሉይ ክእለት ኣለዎ። ኣዝማሪኖ ድምጺ ናይቶም ዝደግሞም ሰባት ጥራይ ዘይኰነስ እንኮላይ ባህርያቶምን ንሓደ ነገር ከመይ ክገልጽሉዎ ከም ዝኽእሉ እውን የርኢ።
ኢፒሶዳት
-
ጥቅምቲ 03, 2023
ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንፖለቲካዊ ዘተ ይፅውዕ
-
ጥቅምቲ 02, 2023
ካብ ንእሽቶ ባትሪ ንዝዓበየ መብራህቲ
-
መስከረም 29, 2023
ኢትዮጵያ፤ መንግስቲ ሓገዝ መግቢ ናብ ክልል ትግራይ ምልኣኽ ምጅማሩ ተገሊጹ
-
መስከረም 29, 2023
ተበግሶ ከራዲዮን -ብፀገም ድሕሪት ዝተርፍ ህፃን ከይህሉ
-
መስከረም 29, 2023
ማሕበር ስነ-ጥበባዊያን ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲ ተመስሪቱ
-
መስከረም 28, 2023
ዕላል ምስ ኣባል ቤት ምኽሪ ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኣመሪካ