ኣስመራ —
ዶናልድ ትራምፕ ንመበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኾይኑ ድሕሪ ምምራጹ፡ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣስመራ፡ ብውጽኢት እቲ ምርጫ ዝተሰምዖም ሓጎስ ኣካፊሎም ኣለዉ። እቶም ወሃብቲ ርእይቶ፡ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ናይ ካልኦት ሃገራት ጉዳይ ጣልቃ ስለ ዘይኣቱ፡ ንኤርትራ’ውን ብተመሳሳሊ ተጽዕኖ ካብ ምፍጣር ከድሕና ከም ዝኽእል ይኣምኑ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ