ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣስመራ ብፍሉይ ቅዲ ዝተሃንጹ ህንጻታት ኣትኩሮ ብዙሓት በጻሕትን ናይ ታሪኽ ተመራመርትን ይስሕቡ

FIATA LERO
FIATA LERO

ኣብ ኣስመራ ብፍሉይ ቅዲ ዝተሃንጹ ህንጻታት ኣትኩሮ ብዙሓት በጻሕትን ናይ ታሪኽ ተመራመርትን ይስሕቡ

መብዛሕቲኦም ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጣልያን ዝተሃንጹን ኣስመራ ፍሉይ ጽባቐ ሒዛ ከምትጸንሕን ዝገበሩ`ዮም

ብዝበዝሑ በጻሕቲ ንእሽቶ ሮማ ትጽዋዕ ኸተማ ኣስመራ፡ ሓቑፋቶም ካብ ዘላ ኣገረምቲ ህንጻታት ሓደ ፊያታ ሌሮ እዩ።

ሰናይት ሃብቱ ባዛዕባ`ቲ ትበርር ዘላ ነፋሪት ዝመስል ህንጻ ፍያታ ዝለኣኸቶ ዛንታ ኣብ`ቲ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG