ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ምርኢት ቅዲ-ክዳን ኤርትራ
24 ግንቦት ንዝዝከር መበል 33 ዓመት ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፡ ሃገራዊ ማሕበር ዲዛይነራት ኤርትራ ምስ ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት ንምውህሃድ ምርኢት ቅዲ-ክዳን ኣእንጊዶ።
ኣብቲ ብሰሉስ ኣብ ኣስመራ ዝተጸንበለ ምርኢት፡ ካብ በበይኑ ከባቢታት ኤርትራ ዝተረኽቡ ጀመርቲን ምኵራትን ዲዛይነራት ስራሓቶም ኣቕሪቦምን ንሰለስተ ብሉጻት ሸሊሞምን።
ቅጥዒ