ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ምርኢት ዲጂታላዊ ስራሓት ኤክስፖ
ኣብ ኣስመራ ቀጽሪ ኤክስፖ፡ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዞባ ማእከል ዘቕረቡዎ ዲጂታላዊ ዕዮ ንምርኢት ቀሪቡ ኣሎ። እዞም ተመሃሮ ሰለስተ ደረጃታት ዘጠቓለለ ንመተግበሪ (ኣፕሊከሽን) ካልእ ሮቦታዊ ስራሓትን ስልጠና ድሕሪ ምውሳዶም’ዮም ስራሓቶም ንህዝቢ ኣቕሪቦም።
ቅጥዒ