No media source currently available
ቀዳመ ሰንበት ኣብ ኣስመራ ጎደና ሓርነት ምርኢት ባዛር ተኻይዱ። ኣብ’ዚ ናይ ፈለማ ምዃኑ ዝተገጸ ምርኢት ባዛር ፡ዝተፈላለዩ ትካላትን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ዝተፈላለየ ትሕዝቶ ዘለዎም ፍርያት ኣቕሪቦም። ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ በጻሕቲ ከኣ ነቲ ባዛር ተዓዚቦም።